tag:blogger.com,1999:blog-8730169078388656308.post5366105494287667046..comments2023-04-12T08:28:41.584-07:00Comments on Eri dreamers: ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ደናቁርን ሓሰውቲን ኣወዳት ኣይፈትዋን’የንDinarhttp://www.blogger.com/profile/11486746526698998890noreply@blogger.comBlogger2125tag:blogger.com,1999:blog-8730169078388656308.post-53089253984776376292020-12-15T10:22:57.078-08:002020-12-15T10:22:57.078-08:00ስለ'ቲ ተገዲስካ ርእይቶኻ ምጽሓፍካ ካብ ልቢ የመስግን። ግን ንጹር መልሲ...ስለ'ቲ ተገዲስካ ርእይቶኻ ምጽሓፍካ ካብ ልቢ የመስግን። ግን ንጹር መልሲ መእንቲ ክህበካ፡ ነጥቢታትካን ቅሬታኻን ብቀደም ተኸተል እንተተቐምጠለይ ክንደይ ባህ ብመለኒ።
- ስለምንታይ ካብ 25 ዓመት .....ኢልካ
- ኣበየናይ ነጥቢታት ኣይተሰማማዕካን? ስለምንታይ ከ?
- ኣየናይ ክፋል ናይቲ ጽሑፍ'ከ ጌጋ ዘለዎ ኮይኑ ተሰሚዑካ?
የቐኔለይ። Dinarhttps://www.blogger.com/profile/11486746526698998890noreply@blogger.comtag:blogger.com,1999:blog-8730169078388656308.post-44981462460479678182020-12-15T01:27:18.202-08:002020-12-15T01:27:18.202-08:00“ሞዴሉ ዝወደቀ ጽሑፍ እዩ፣” ክብል ምደለኹ። ምኽንያቱ፥ ነዘን ኣብዚ ግዜ ዝርከ...“ሞዴሉ ዝወደቀ ጽሑፍ እዩ፣” ክብል ምደለኹ። ምኽንያቱ፥ ነዘን ኣብዚ ግዜ ዝርከባ ብፍላይ ትሕቲ 25ዓመት ዝዉክል ጽሑፍ ስለዘይኮነ። ዲናር፡ ቅድሚ ሕጂ ጽሑፋትካ ነቢበዮም እየ። ከምኡ እዉን፥ መሳጥነት ኣለዎም። እዚኣ ግን፥ ነተን ክሳብ መወዳእታ ሰማንያታት ጥራይ ዚተወልዳ ዚተጻሕፈት ኮይና ተሰሚዓትኒ።

ምስ ምሉእ ኣኽብሮት!Rafuhttps://www.blogger.com/profile/11334451410612173625noreply@blogger.com