Sunday, August 2, 2020
7ይቲ መዓልቲን መወዳእታን፡ Day 7
kibri ብዝገበረለይ ጻውዒት፡ 7
ብሉጻት ዝብለን መጽሓፍቲ ክሰሚ …
ኣብ 21 ክፍለ-ዘመን ሰብ ክስዕበካን ጸላዊን
ንኽትከውን፡ ቀላጽም ምስ ቀታሊ ውርወራ ሴፍ ዘይኮነስ፡ ዝተኸሸነ ቃላት፡ ብሉጽ ኣቀራርባ፡ ቅልጡፍ ሓሳቢን፡ ብደቂ-ኣንስትዮ ፍቱውን
ክትከውን ኣሎካ። ባራክ ኦባማ ንፕረዚደንትነት ክምረጽ እንከሎ 55% ካብ መረጽቱ ደቂ-ኣንስትዮ ነይረን። ኣብ ንግዲ ዓለም ዕዉት ክትከውን ከኣ ኩሉ ዓይነት ኣፈላላይ ኣወጊድካ ብሉጽ
ኣቀራርባ ምስ ዝህልወካ ኢኻ ገንዘብ ክትገብር ትኽእል። ገታር፡ ጸዋግን ሃልዋስን ምስ እትኸውን ግን ክትዕወት ዘሎካ ተኽእሎ
ትሕቲ ዜሮ’ዩ።
Seduction ወይ ምሕባል ሓደ ካብ ብውሑዳት
ሰባት ዝምለኽ ቀጻሊ ልምምድን ኩነታትን ኣከባቢን ምቁጽጻር ዘድልዮ ብልሓት’ዩ። ብመዓልታዊ ጻዕሪ ድማ እንዳተማሓየሽና ክንከይድ
ከም ዝከኣል’ያ እትገልጽ እዛ መጽሓፍ። ኣብዚ መጽሓፍ ዘለዉ ኣብነታት ኩሎም፡ ንደቂ ኣንስትዮ ምስሓት ዘይኮነስ፡ ኣቓልቦ ናይ ሰባት
ከመይ ጌርና ንስሕብ’ያ እትምህር። እዚ ድማ ንዕላማና ከነተግብር ሓገዝ ክንረክብን፡ ሰብ ክስዕበናን ይሕግዘና ማለት’ዩ።
ብሓጺሩ እዛ መጽሓፍ ከመይ ጌርና ኣብ ሓንጎል
ሰብ ንኣቱ። ከመይ ጌርና ንደልዮ ነገር ንረክብ። ሰብ ብኸመይ ይሓስብን እትምህር ብልዑል መጽናዕቲን ረቂቕ ሜላን ዝተጻፈት መጽሓፍ’ያ።
እዞም ኣብኣ ተጠቒሶም ዘለው ነጥቢታት ድማ ኣእመንቲን ሓቂን ኮይኖም ረኺበዮም።
Subscribe to:
Post Comments (Atom)
ሄለን መለስ፣ ንግስቲ ዘመናዊ ደርፊታት ትግርኛ
ሄለን መለስ፣ ድምጻ ካብ ሰማይ ናብ ምድሪ ዝውሕዝ ዘሎ ኮይኑ`ዩ ዝስመዓካ፣ ደርፍታታ ከኣ ኣብ ኣየር እተንሳፍፍ ዘለኻ ኮይኑ ከም ዝስመዓካ ይገብር ... በቲ ሓያልን ፍሉይ ቅዲ ኣደራርፋኣን ፣ ልዕሊ ኩሉ ከኣ ዘለዋ ጽ...
-
ቃዛ ክበሃል እንከሎ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ከተማ ኣስመራ ንዝርከብ ኣከባቢ ‘ዩ ዝውክል። እዚ ንኣባሻውል፡ ገዛ ብርሃኑ፡ ሓድሽ ዓዲ፡ ጨርሒን ገዛ ማንዳ ሓበሻን ዘጠቓልል ገዛውቲ መጀመርያ ብ ዞባ 7 ‘ዩ ዝጽዋዕ ነይሩ። ካ...
-
ዶክተር ክብርኣብ፥ ዓቢ ዝና ዘጥረየት ባቢሎን ዘርእስታ ፊልም ዝርከቦ፣ ባቢሎን ዳግማይ ፈተነን ዝኣመሰላ ብቑጽሪ ብርክት ዝበላ መጻሕፍቲ ዝደረሰ ውፉይ ዜጋ'ዩ ኔሩ። ስነ ስርዓት ቀብሪ ዶክተር ክብራኣብ ጽባሕ 28 ነሓ...
-
ኣብቲ ሕሱም ግዜ መግዛእቲን ኲናትን፡ ተስፋ ዘይቆርጻን ተቢዐን ዘትብዓን ብራኢኤን ድማ እዛ ንጹህ ኣየር እነተንፍሰላ ሃገርና ኤርትራ ኣብ ኢድ ዋናታታ ክትኣቱ ኣደታትና፡ ተጋዲለን ዘጋደላ ጀጋኑ፡ መሃይምነት ኣጥ...
-
ንነብሰይ ከም ኣምባባይ ኣይሓስባን`የ፣ ምኽንያቱ ዘንብቡ ሰባት ስለ ዝፈልጥ፣ ኣብ ቅድሜኦም ከዕልል ኣንከለኹ ከኣ ወትሩ ቅንኢ ምስ ተሰመዓኒ`ዩ። ኣብ ዘንብቡ ሰባት ዝዕዘቦ ሓደ ሓባራዊ ባህርያት ኣሎ። ዘንብብ ሰብ ህድእ ኢ...
-
ንክትኣምኖ ዘጸግም ሕማቕ ስማዕ፡ ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ፡ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ! ስነ-ስርዓት ቀብሪ ስነ-ጥበባዊ ዮናታን ዱላ፡ ንሰኑይ ዕለት 5 ሰዓት 4፡00 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ መቓብር ሓርበኛታት ጸጸራት ኣስመራ ...
-
ፍርነት ናይ ስነ-ኣእምሮ ሕማም`ዩ ኢለ`የ ዝኣምን። ምኽንያቱ ሓደ ፋራ ዘንጸባርቐን ቀዳሞት ባህርያት ምስ ንዕዘብ ርእሰ-ተኣማንነት ምጥፋእን ነብሰ-ምትሓትን እየን። እዚኦም ዓይነት ሰባት ከም ከውሊ ባህሊ ኣቦታትና ዘኽብሩ ...
-
It is a marvel that such a new country plays such a vital part in global cycling. However, cycling has been practiced in Eritrea for almost ...
-
‘’ ክሪተሩም - ዱ- ዶፊነ’’ ሓደ ካብ ብዓለም ደረጃ ተፈላጥነት ዘለዎም በዳህቲ ውድድራት`ዩ። ሎሚ ናትናኤል ተስፋጽዮን ‘’ኣክቹ’’ 3 ይ ደረጃ ውጺኢት ብምምዝጋብ ንኩላትና ጋን ሰሪሑና`ሎ። ፈደሬሽን ቅድድም ...
No comments:
Post a Comment