Sunday, August 27, 2023
ደራሲ፣ ተመራማሪ ናይ ሕክምና፣ ዶክተር ክብራኣብ ፍረ ዓሪፉ።
ዶክተር ክብርኣብ፥ ዓቢ ዝና ዘጥረየት ባቢሎን ዘርእስታ ፊልም ዝርከቦ፣ ባቢሎን ዳግማይ ፈተነን ዝኣመሰላ ብቑጽሪ ብርክት ዝበላ መጻሕፍቲ ዝደረሰ ውፉይ ዜጋ'ዩ ኔሩ። ስነ ስርዓት ቀብሪ ዶክተር ክብራኣብ ጽባሕ 28 ነሓሰ 2023 ክፍጸም ኢዩ።ኣብ ቀጻሊ ሓጺር ታሪኽ ህይወት እዚ ዶክተር ከቕርበልኩም`የ።
Dr. Kibreab Fre was a private practitioner. He also served as a hospital medical director and head of health service in Asmara, Eritrea.
He is the author of several books like the Babylon and Dagmay fetene.
Subscribe to:
Post Comments (Atom)
Ikigai፣ ጃፓናዊ ፍልስፍና ኢኪጋይ እንታይ ማለት`ዩ ?
ኢኪጋይ ጃፓናዊ “ ፍልስፍና ህይወት ” ኮይኑ ኣብ ህይወትና ትርጉም ምርካብ፣ ሚዛን፣ ንግሆ ተንሲእና ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ ብሓጎስ ክንቅበላ ምኽንያት ምርካብ ዝሕግዝ ስነ-ሓሳብ እዩ። ካብ i...
-
ቃዛ ክበሃል እንከሎ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ከተማ ኣስመራ ንዝርከብ ኣከባቢ ‘ዩ ዝውክል። እዚ ንኣባሻውል፡ ገዛ ብርሃኑ፡ ሓድሽ ዓዲ፡ ጨርሒን ገዛ ማንዳ ሓበሻን ዘጠቓልል ገዛውቲ መጀመርያ ብ ዞባ 7 ‘ዩ ዝጽዋዕ ነይሩ። ካ...
-
ንክትኣምኖ ዘጸግም ሕማቕ ስማዕ፡ ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ፡ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ! ስነ-ስርዓት ቀብሪ ስነ-ጥበባዊ ዮናታን ዱላ፡ ንሰኑይ ዕለት 5 ሰዓት 4፡00 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ መቓብር ሓርበኛታት ጸጸራት ኣስመራ ...
-
ዶክተር ክብርኣብ፥ ዓቢ ዝና ዘጥረየት ባቢሎን ዘርእስታ ፊልም ዝርከቦ፣ ባቢሎን ዳግማይ ፈተነን ዝኣመሰላ ብቑጽሪ ብርክት ዝበላ መጻሕፍቲ ዝደረሰ ውፉይ ዜጋ'ዩ ኔሩ። ስነ ስርዓት ቀብሪ ዶክተር ክብራኣብ ጽባሕ 28 ነሓ...
-
ንነብሰይ ከም ኣምባባይ ኣይሓስባን`የ፣ ምኽንያቱ ዘንብቡ ሰባት ስለ ዝፈልጥ፣ ኣብ ቅድሜኦም ከዕልል ኣንከለኹ ከኣ ወትሩ ቅንኢ ምስ ተሰመዓኒ`ዩ። ኣብ ዘንብቡ ሰባት ዝዕዘቦ ሓደ ሓባራዊ ባህርያት ኣሎ። ዘንብብ ሰብ ህድእ ኢ...
-
ኣብቲ ሕሱም ግዜ መግዛእቲን ኲናትን፡ ተስፋ ዘይቆርጻን ተቢዐን ዘትብዓን ብራኢኤን ድማ እዛ ንጹህ ኣየር እነተንፍሰላ ሃገርና ኤርትራ ኣብ ኢድ ዋናታታ ክትኣቱ ኣደታትና፡ ተጋዲለን ዘጋደላ ጀጋኑ፡ መሃይምነት ኣጥ...
-
Aview from out side the street of Hotel Hampton by Hilton "This is lovely and specious." This was my first thought that came to my...
-
ፍርነት ናይ ስነ-ኣእምሮ ሕማም`ዩ ኢለ`የ ዝኣምን። ምኽንያቱ ሓደ ፋራ ዘንጸባርቐን ቀዳሞት ባህርያት ምስ ንዕዘብ ርእሰ-ተኣማንነት ምጥፋእን ነብሰ-ምትሓትን እየን። እዚኦም ዓይነት ሰባት ከም ከውሊ ባህሊ ኣቦታትና ዘኽብሩ ...
-
It is a marvel that such a new country plays such a vital part in global cycling. However, cycling has been practiced in Eritrea for almost ...
No comments:
Post a Comment