ንክትኣምኖ ዘጸግም ሕማቕ ስማዕ፡ ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ፡ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ!
ስነ-ስርዓት ቀብሪ ስነ-ጥበባዊ ዮናታን ዱላ፡ ንሰኑይ ዕለት 5 ሰዓት 4፡00 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ መቓብር ሓርበኛታት ጸጸራት ኣስመራ ክፍጸም እዩ።
ጽንዓት ንመላእ ስድራቤትን ፈተዉትን !!!
ምስማዕ ስነ-ፍልጠት ጥራይ ዘይኮነ እንተላይ ጥበብ እዩ። ኣብ ዘመናዊ ስነ-ሓሳብ መሪሕነት leadership ምስማዕ ወሳኒ ባእታ ምኳኑ`ዩ ዝግለጽ። ናይዚ ግዜ ኣካየድቲ ዓበይቲ ትካላትን ፖለቲከኛታትን ከመይ ጌርካ ትሰምዕ ኣ...
No comments:
Post a Comment