Sunday, December 11, 2022

ኣትለት መቕደስ ወልዱ ኣይተኻእለትን

ኤርትራዊት ፈረንሳዊት ኣትለት መቕደስ ወልዱ ሎሚ ዕለት 11 ታሕሳስ 2022 ኣብ ስጳኛ ማላጋ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን (21.) ቀዳመይቲ ወጺኣ። ነዚ ውድድር 1`08``25 (1ሰዓትን 8 ደቒቕን 22 ካልኢትን) ብምውጻእ ክብረወሰን ናይ ፈረንሳ ሰይራ።




እዛ ኣትለት ኣብዚ ውድድር ውልቃዊ ግዜኣ personal Best ከተማሓይሽ እንከላ፣ ንካልኣይ ግዜኣ`ያ ክብረወሰን ናይ ፈረንሳ`ያ ትሰብር ዘላ (እቲ ቀዳማይ ክብረ ወሰና ከኣ ኣብ 5km) መቕደስ ነዚ ውድድር ኢላ ኣብ ኬንያ ጽዕጹዕ ልምምድ ከተካይድ ድሕሪ ምቕናይ`ያ ነዚ ውጽኢት በቒዓ።


Instagram @Mekdes Woldu
Facebook page @Mekdes Woldu
Tiktok @Mecky Irab 

No comments:

Post a Comment

እቲ ናይ ሕያውነት ሕንቅልሕንቅሊተይ፡ ልግስኻ ንመን ይግብኦ?

ሕያውነት፣ ሰብ ክህልዎ ካብ ዝኽእል ብሉጽ ባህርያት ሓደ እዩ። ሕያውነት እንተሃልዩ ልግሲን ሓልዮትን ውን ኣሎ ማለት እዩ። ግን ሕያውነት ኢልካ ብድብድቡ ክትዛረበሉ ኣዝዩ ከቢድ እዩ። ...