Sunday, August 20, 2023

ፓስተ ኣብ ጎደና ሓርነት ኣስመራ

 

ነቶም ሰምበት ብሃንቀውታ ክጽበያ ገይሮም ዘዕበዩኒ ወለዲ ኣመስጊነ ኣይጸግቦምን`የ።

ንግሆ ሰምበት ፓስተ ኣብ ጎደና ሓርነት ዝግዘኣልካ ዝነበረ ኣሎኻ`ዶ።

No comments:

Post a Comment

እቲ ናይ ሕያውነት ሕንቅልሕንቅሊተይ፡ ልግስኻ ንመን ይግብኦ?

ሕያውነት፣ ሰብ ክህልዎ ካብ ዝኽእል ብሉጽ ባህርያት ሓደ እዩ። ሕያውነት እንተሃልዩ ልግሲን ሓልዮትን ውን ኣሎ ማለት እዩ። ግን ሕያውነት ኢልካ ብድብድቡ ክትዛረበሉ ኣዝዩ ከቢድ እዩ። ...