Tuesday, February 5, 2019

ኣምሓሩ፡ እታ ናይ ጥሜትን ረዲኤትን ባንዴራኩም ን ኤርትራ ኣይትልከዩ!



 ለንቅነ ኣብ Social media ሓደ ፍሉይ ተርእዮ ቀንዩ። ካርታ ኤርትራ ብ ናይ ለማኖን  ሓለምቲን ባንዴራ ተለያ ርኢና።ወላ ኳ እዚ ናይ መጀመርታ ተርእዮ ኣይኹን፡ እቲ ዘገርም ግን ብሓደ ወኪል መንግስቲ (ኣምባሳደር) ኣብ ገጻት ማሕበራዊ መራኸቢታት ብምልጣፋ ዩ።  ከይንዛረብ ንሓደ ዶንቆሮ ብዛዕባ rocket science ምትንታን ኮይኑ። ስቕ ተበልና ድማ ክግብሉ ጀሞሮም። 
ሓደ ንሃገር ዝውክል ኣምባሳደሮም ኣብ ትዊተር ናይ መግዛእቲ ካርታ ምዝርግሑ፣ ዝወግአ’ምበር ዝተወግአ ስለዘይርስዕ፡ መን ምዃኖም ቁሩብ እንተዘከርናዮም ቁስልና ካብ ምሕካኽ ቁሩብ እንተተሰቆሮም ከመይ ኣለኹም ክንብሎም።
Ethiopian Ambassador posted Ethiopian fans holding up an erroneous map of Ethiopia at the Dubai Marathon.

 
ስነ-ጥበበኛ ቃልኣብ
ኮራለይ ኢሉ ጽባቐ ባሕሪ ኤርትራ ምስ ኣዝየን መልክዐኛታት ኤርትራውያን ጎራዙ ኣዝያ ብልጽቲ video clip ንጽባቐ ቀይሕ-ባሕሪ ኣድሚቕዎ’ሎ። ዞም ግብረ ሰዶም እንዳ ኣመርዓዉ ‘ኢትዮጵያ እኮ ዝተባረኸት ሃገር እያ ዝብሉ’ ብክልተ ነገር መጺእዎም። ጽቡቓት ኣዋልድን ባሕሪን! ከምዝበሃል እኮ ኣምሓሩ ክርስትያኖም ወላ ሞስሊሞም ብማይ ባሕሪ እዮም ዝጥመቑ።ኣየናይ ማይ ባሕሪ ዶ ትብሉ ኣለኹም? ክክክክክ እቲ ናይ ሕልሚ ባሕሪ’ኸ።
 
Famous Eritrean artist Kaleab on his new clip shot at the Eritrean sea
እዞም ኣብ ገማግም ቀላይ ዀይኖም ዝጠምዩ፡ ኣብ ቀጠልያ ሃገር ብዓጸቦ ዝውድኡ ህዝቢ፡ ኣብ ገበላኦም ዘሎ ሽሻይ ገዲፎም ናይ ጎደቦኦም ሽሻይ እናቋመቱ ብዓሌትነት እናተዃሳተሩ፡ ኣብ ዘይሃገሮም፡ ኣቦሓጎታቶም ርእዮሞን ረጊጾሞን ኣብ ዘይፈልጡ፡ ዋናታት ኣብ ዘለውዎ ባሕርን ምድርን እንታይ ከፍርዩ ይኽእሉ፧ ዶ ወላ ነዓኡ ናይ ጥሜትን ዓሌትነትን ቦታ ክገብርዎ እዩ ‘ቲ ሕልሞም።
ኣብዛ ናይ ቃልኣብ ክሊፕ፡ እቲ ብጽሬቱን ብሉጽ ጨዋምነቱን ዝፍለጥ ቀይሕ ባሕሪ በተን ፈጣናት ጀላቡ ምስ ተጨደ ዉጹእ ማይ ክዓፍር ይርአ። ናይ ኣዴታቶም ኩታ ጋቢ ኣዘኪርዎም ይኸውን እምበር!  ኣብ ታሪኽ፡ ኢትዮጵያ ናይ 40 ዓመታት ተሞኩሮ ዝነበሮ ሓይሊ ባሕሪ፡ ብህዝባዊ ግንባር ብ ስርሒት ፈንቅል ኣብ 48 ሰዓታት ተደምሲሱ። ከመይ እንተበልካስ መእተዊኡን መውጺኡኡን እንፈልጦ ዓድና ዓደ ኣቦታትና ስለ ዝኾነ እዩ!
ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ ኢትዮጵያውያን ንሓደ መልክኛ ጎበዝ ክገልጹ፡ ሃይለ ስላሴ ይመስል ክብሉ ምስ ሰማዕኩ ኣዝየ እየ ተገሪመ። ሃይለ-ስላሴ ሓደ ሕጡጥ፡ ኩርማምን ክፉእ ግብሪን ልሙድ  ስነ ስርዓት ቀብሪ ዘይረበ ሰብኣይ ‘ዩ።ብድሕሪኡ’ውን ሓደ ጨካን ዝኾነ ኣምሓራይ መራሒ ኔሩ። 
Fenkil Operation 1990. End of Ethiopian navy on Eritrean Sea.
ኣብ 1991 ካብ መሬት ኤርትራ ክወጽእ እንከሎ ድማ፡ “ኣምሓራይ ኣድጊ ወዲሰበይቲ ርኢኻያ ዶ ዕጥቂ ናይ ተጋደልቲ ከምዝተባህለ ኣይፈልጡን ድዮም። ብሓጺሩ ኣብ ኤርትራ ኣምሓራይ ማለት እቲ ዝኸፍአ ጸርፊ’ዩ። እዚ መዓስ ጥራይ ኮይኑ፡ ሓደ መለስ ዝብልዎ ቀዳማይ ሚኒስተር ከኣ ነይርዎም፡ ድሕሪ ሞቱ፡ ጉጅለ ወያነ ኣነ እየ ክመርሕ ኣነ እባ ክበሃሃሉ። ሬሳኡ 40 መዓልቲ ኣብ ፍርጃት በልጁም ከምዝጸንሕ ተገይሩ፡ ኣልቃሽ Funeral DJ ‘ዶ ክንብለኩም ብብዝሒ ከምዝቑጸራ ተገይሩ። ተማሃሮን መንእሰያትን፡ ብሓይሊ ከም ዝቐብርዎ ተገይሩ። ሕጂ እቲ ምስጢር ኩሉ ተኸሽሑ።

ብሓፈሻ እዞም መራሕቲ ኣብ ናይ ዜጋታቶም ሬሳ ሕማቕ ታሪኽ እዩ ዘለዎም። ድሕሪ 2ይን 3ይን ወራር ወያነ፡ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ብግዴታ ኣማኢት ኣሽሓት ሬሳታት መናእሰይ ኢትዮጵያ፡ ክቐብሩ ከምዝተገደዱ ይፍለጥ። ኣብ ግዜ ሰውራ ከ‘ሞ ደሓን ግደፍዎ። ሓለፍቶም ድማ ንገዛኡ ዘይተመልሰ ኣብኡ ተሪፉ እዩ ኢሎም ብድብድቡ ክዛረቡ ሰሚዕና ኢና። ጉድ ርኢና ዜጋታቶም ዘየኽብሩ ስርዓታት።
ኢትዮጵያ ኣብ 2030 ምሉእ ብምሉእ ከምእትበታተን ተገሚትላ ዘሎ ሓንቲ ጽንጽዋያዊት ሃገር እያ። ሕጂ እንታይ ኢና እሞ ክንጽበ።እሞ ድማ ካብ ኣምሓሩ፡ ወያነ፡ ገለ ገለ። ካብ ንኤርትራ ክድምሩ ምሕላም፡ ነታ ልምዕቲ መሬቶም ብዓሌት ከይተጎጃጀሉ እንተዝሕልዉዋ ምሓሾም። ንዕኦም ሰላም ንዓና ሰላም።
 ደሓር ንኢትዮጵያውያን family planning ወላ ኣረሓሒቕካ ምውላድ ኣይምልከቶምን እዩ። ንእሽቶ መግቢ ተተረኺባ ዘርጠብጠብ ምባል እያ።ንሶም እንታይ ገዲስዎም፡ ተረካብ ይዓድዮ ከምዝበሃል እተን ደቀንስትዮ ኣብኣ ይረኽብኣ።

እዞም ኣብ ጂኦግዘይትምልከቶም 30 ሚልዮን ዝብዝሖም ብሄር ኣምሓራ፡  ኣዝዩ ዘስደምም ብሂላት ከምዝኽተሉ ይፍለጥ። ገለ ካብኡ ባንዴራና ናይ ቅናት ኣደይ ማርያም እያ፡ ከም ናይ ኢትዮጵያ ባንዴራ የላን እዮም ዝብሉ። ኣይገርምን ኣብ ኣፍሪቃ ብዙሓት ሃገራት እየን ልክዕ ከም ናይ ኢትዮጵያ ባንዴራ ዘለወን ። ንኣብነት ሰኔጋል፡ ማሊ፡ ቶጎ፡ኮንጎ፡ ካሜሮን፡ሉትዋንያ፡በኒን፡ጊኒ ቢሳው፡ ቦርኪና ፋሶ፡ሳኦ ቶም፡ቦሊቭያ ጋቢዝናኩም ንሓልፍ። * ኣብ ታሕቲ ስእሊ ድማ ተመልከቱ፡
Flags that are almost similar

ከም ሓበሬታ ድማ ቅናት ኣደይ ማርያም ወይ ድማ ቀስተ ደመና፡ 7ሕብርታት ኣለዋ። ንሰን ድማ
ቀይሕ፡ ኣራንቾኒ፡ ብጫ፡ ቀጠልያ፡ ሰማያዊ፡ ጠቐራይ-ሰማያዊ፡ ወይናይ እየን። ስለዚ’ስ እታ ናይ ጽንጽዋይ ባንዴራኦም 4 ሕብርታት እጎድላ ኣሎ! ምዃን ብርክት ዝበሉ ኢትዮጵያውያን  ብ ገንዘብ ናይ ዶክተርነት ምስክር ወረቐት ከም ዝሸመቱ ማዕከናት ዜና የቃልዓ ኣለዋ። ዘይን
ምዖ እኮ የብልናን። ዲግሪ ‘ኸ ዘይኣኽሎም ‘ስከ።

ግድብ ኣባይ ከም ህድሞ ምስራሕ ገይሮም ዝሓስብዎ ሕብረተሰብ እንታይ ትብሎም? እዚ me-Tech ዝገበረቶ ምጥፍፋእ እኮ ክትኣምኖ ኣሸጋሪ’። እዚ በብእዋኑ ዝውስኽ ዘሎ ናይ ኣማኢት ቢልዮናት ዶላራት ዕዳኦም ክኸፍሉ ድማ ልዕሊ 30 ዓመታት ከምዘድልዮም ማዕከናት ሓበሬታታቶም የጋውሓ  ኣለዋ። ብዝመስለኒ እቲ ዘሎ 100 ሚልዮን ብዝሒ ህዝቢ ኣብ ምሉዕ ዓለም ኣብ ልማኖ ተዋፊሩ ክኸፍሎ ዝኽእል ኣይመስለኒን።
ከምዚ ሓደ ለባም ሰብኣይ ዝበሎ እዩ። ጎዶቦና ከይጸረየ ሰላም ምርካብ ዘይሕሰብ እዩ። እዚ ክፍንጀር ቀሪቡ ዘሎ ዓቢ ቡምባ እንታይ ይገበር። ኣብዛ ንሓድሕዶም ብቕርንሕቲ ዝቃተሉ ጉጅለታት ዝናበሩላ ዘለዉ ኣብ ጽውጽዋይ እትነብር ኢትዮጵያ ሓይሊ ኽሕዙ ዝደልዩ ወገናት ኩሉ ሳዕ ናብ ኤርትራን ናብ ባሕራን የቋምቱ። ካብ ዝዀነ ይኹን ናይዛ ኢትዮጵያ እትበሃል ዘላ ጉጅለ ህዝብታት ተበጊሱ ቀይሕ ባሕርን ኤርትራን ዝሃርፍ ፖለቲካዊ ሓይሊ ኣብ ዝተራእየሉ ዝዀነ ይኹን እዋን ኣብ መላእ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሰላም ክህሉ ማለት ፈጺምካ ዘይሕለም እዩ። ብፍላይ ኣብ ሶማልያ፡ ጂቡቲ፡ ኤርትራን ኢትዮጵያን ርግኣት ክርከብ እተዀይኑ፡ እቶም ንምዕራብን ንምብራቕን እናተበገሱ ብሓንሳብ ኢና ዝብሉ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ህዝብታት ሓቀኛ ሓባራዊት ሃገር ክምስርቱ ወይ ድማ በቤቶም ፈልዮም ካብ ጽውጽዋይ ወጺኦም ናብ ነናቶም ሃገራት ከምርሑ ይግብኦም። ቀንዲ ህዝባ ኦሮሞ ኽነሶም ብጽውጽዋይ ኣምሓሩ እትምራሕ ሃገር ንዝዀነ ይኹን ካብቶም ኣብኣ ዝርከቡ 80 ዝበጽሑ ቋንቋታት ዝዛረቡ ህዝብታት ኣይትኸውንን እያ።

ኣይትበሉ ፊያሜታ፡ ኣይትበሉ ፊዮሪና፡ ኣርኪብኩም ከኣ ሳሊና! ብሌን ዓይንና እያ ንሳ ተባሂልኩም እኮ ኦሮማይ !!፡ የቐኔልና ስነ ጥበበኛ ድምጻዊ ረዘነ ኣለም።
ኣብቲ ዕሙር ናይ ስርሒት ፈንቕል ኲናት   ተጋደልቲ ኣይተውሕደለን ኣንታ ወዲ! በለን በለን ክብሉ ይስማዕ ነይሩ!
New video clip of a rising Eritrean star Rezene Alem. 
ሎሚ ኸኣ፡ መዓልትኽን ግዲ ኣኺሉ ኮይኑ፡ እዘን ካርታና ዘይሕብ ትልብጣኦ ዘሎኽን ሒደት ሚሔ በለን በለን Share ኣይተውሕድ ይበሃል ኣሎ።
እዚ ጽሑፍ ነቲ ኣብ ልኡላዊት ኤርትራ ዝኣምን ንሓቂ ደው ዝብል ኢትዮጵያዊ ኣይምልከትን።

ምስጋና ኤዲተር ተመስገን ኣብራሃ




No comments:

Post a Comment

ዋዜማ ፋሲካ ኣብ ምንታይካ ምዃኑ ዘይርደኣካ ተዘዝታ ዝፈጥር ሃዋህው እዩ ዘለዎ። በዓል ፋሲካ ኣብ ባህላውን ሃይማኖታውን ልምድታት ሃገርና ኤርትራ ኣዕሚቑ ዝሰረጸ ድሙቕ ትርጉም ዘለዎ በዓል እዩ። ድሮ በዓለ ትንሳኤ ብልምዲ ...