Friday, June 18, 2021

20 ሰነ፣ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ

 

መስዋእቲ ማለት ብዕላማ ሂወት ምኽፋል ማለት’ዩ።  ከም ፍጡር ወዲ ኣዳም ክትከፍሎ እትኽእል ዝዓየ ነገር ከኣ ሂወት እዩ፣ ምኽንያቱ ልዕሊ ሂወት ወልሓንቲ ስለ ዘየሎ። ኣብ ሃገርና ታሪኽ መስዋእቲ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ እንዳተሰጋገረ ንኣሽሓት ዓመታት ዝኸደ ኮይኑ፣ ልዕሊ ኩሉ ግን ንናጽነትናን ሉኣላውነት ሃገርና ዝተኸፍለ ዋጋ ኣዝዩ ልዑል‘ዩ።

20 ሰነ ኤርትራ ነቶም ንእስነቶም ከይበቐቑ ንህላዌሃገሮምን ህላዌናን ዝሓለፉ ደቃ ትዝክር። 

ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብሪን ንሰማእታትና!!


Eternal Glory to the Eritrean heroes who sacrificed their only life and through their unflinching conviction they made possible the rebirth of Eritrea. They didn’t vanish in vain!

On June 20 Eritrea remembers her hero sons and heroine daughters ..



No comments:

Post a Comment

ፍርቂ ዓመት በጺሕና፣ 2023 ግን ናበይ እያ ትጎዪ ዘላ

ወርሒ ሰነ ምጅማር ወቕተ- ሓጋይ እያ እተመልክት፣ ውዑይ መንፈስን ኣወንታዊ ድባብን ዝመልአ ሃዋሁ ውን`ያ ተንጸባርቕ ። ብርግጽ ሰነ ፍሉይ ጽባቐን ስሕበትን ሒዛ እያ እትመጽእ ። ኣብ ብዙሕ ክ...