Mr. Nikola Bogdan BENOIT |
Saturday, October 23, 2021
The Best teacher I ever had
Subscribe to:
Post Comments (Atom)
ቋንቋ ትግርኛ ናብ ጉግል ኣትዩ፣ ደስ ዘብል`ዩ ግን…..
ኣብ ጉግል ክሳብ ሕጂ ከባቢ 340ሽሕ ቃላት ናይ ቋንቋ ትግርኛ ጥራይ’ዩ ኣትዩ ዘሎ። እዚ ድማ ምስ ሃብቲን ዕምቆትን` ዚ ቋንቋ ርኢኻ ኣዝዩ ውሑድ`ዩ። ኣብ መወዳእታ ናይዛ ሒዝናያ ዘሎና ዓመት፣ እዚ ብዝሒ ናብ 600ሽሕ...
-
ኣብ ጉግል ክሳብ ሕጂ ከባቢ 340ሽሕ ቃላት ናይ ቋንቋ ትግርኛ ጥራይ’ዩ ኣትዩ ዘሎ። እዚ ድማ ምስ ሃብቲን ዕምቆትን` ዚ ቋንቋ ርኢኻ ኣዝዩ ውሑድ`ዩ። ኣብ መወዳእታ ናይዛ ሒዝናያ ዘሎና ዓመት፣ እዚ ብዝሒ ናብ 600ሽሕ...
-
ዝኾነ ጥዑይ ርድኢት ዝውንን ሰብ ርእሰ-ተኣማንነት ዘለዎ ሰብ ከድንቕን ክፈቱን እዩ ዝርአ፡ ኣውራ እኮ ደቂ-ኣንስትዮ ዝሓርይኦ ወዲ-ተባዕታይ። ንኣብነት ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ርእሰ-ተኣማንነት ዘለዎ ወዲ-ተባዕታይ እ...
-
ሓደ መዓልቲ ኣዳም ንኣምላኽ ‘ንምንታይ ንሄዋን ኣዝያ ጽብቕቲ ጌርካ ፈጢርካያ ‘’ኢሉ ሓተቶ። ‘’ድንቁርናኣ ሪኢኻ ከይትጸልኣ’’ ኢሉ መለሰሉ። ስለምንታይ’ከ ደንቆሮ ጌርካያ ኢሉ ምስ ሓተቶ ከኣ ኣምላኽ ‘’ነቲ ግናይ ገጽካ ...
-
ዘመነ ተክኖሎጂ ንብዙሓት ሰባት ኳልኩሌተር ከይሓዙ ናብ ሞባይል ኣስጊሩ፣ ዘመነ ማሕበራዊ ሜድያ ከኣ ኣወዳት ሎሚ ስእሊ ናይ ቸካይስ ኣብ ፖርቶፊልዮኦም ሒዞም ከይተዛወሩ እንሄልካ ቪድዮ ናይ ኣዕሩኽቶም ብላይቭ ይፍንዉ። ዘ...
-
ወናኒ ዲኽሽነሪ ክኸውን ኢለ ሓሲበዮ ኣይፈልጥን’የ። እንተኾነ ግን ሂወት ብኣጋጣሚታት ዝመልአት እያ። ብዋዛ-ዋዛ ምስ ኢንጂነር ክፍላይ ዝተጀመረ ስራሕ ኣብዚ ግዜ ኣብ ቁምነገር በጺሑ፡ በቲ ዝድወለና ናይ ኣገልግሎት ዝደል...
-
ኣብ ስነ ጽሑፍ ትግርኛን ምስናድ ታሪኽ ኤርትራን ዓቢ ኣስተዋጽኦ ካብ ዝገብሩ ዘለዉ ዜጋታት ሓደ እዩ። ብፍላይ እተን `ኣይንፈላለ’ ዝብላ መጽሓፍቲ ዳርጋ ኣብ ናይ ነፍሲ ወከፍ ዜጋ ከብሒ መ...
-
ፍርነት ናይ ስነ-ኣእምሮ ሕማም`ዩ ኢለ`የ ዝኣምን። ምኽንያቱ ሓደ ፋራ ዘንጸባርቐን ቀዳሞት ባህርያት ምስ ንዕዘብ ርእሰ-ተኣማንነት ምጥፋእን ነብሰ-ምትሓትን እየን። እዚኦም ዓይነት ሰባት ከም ከውሊ ባህሊ ኣቦታትና ዘኽብሩ ...
-
ድሕሪ ናጽነት እታ ቁምጣ መሊሳ ካላሽን ኣብ መንኮባ ተሓንጊጣ ዝኣተወት ተጋዳሊት ከይተረፈት’ያ ድሕሪ ቁሩብ ዓመታት ናብ ዙርያ፡ ንግደት፡ ባህላዊ ቡንን ጥልፋን ክትምለስ ዝረኣና…….. እቲ መልሲ ድማ ሓይሊ ...
No comments:
Post a Comment