https://youtu.be/Rh33Hk-gAl4
Thursday, November 4, 2021
ኣብ Crowdsource ብምብርካት ትካል Google ክኸፍለካን ዝተፈለለዩ ስልማታት ክትዕወት ከምእትኽእል ትፈልጥ`ዶ?
Google ቋንቋ ትግርኛ ካብቶም 5 ብናህሪ ዕብየት ዘርእይ ዘሎ ቋንቋ`ዩ ኢሉ። ኣብ ቀረባ መጻኢ ከኣ ብዘይ የማትእ ናይ ምትርጓም ኣገልግሎት ክህብ ክጅምር እዩ። ክቡራት ተኸታትልቲ ሓፈሻዊ ጸብጻብ ናይ
October_Tigrinya_Challenge ኣብዚ መደብ ሒዘልኩም መጺኤ ኣለኹ። ክሳብ ሕጂ 315,000 ሓረጋት ተቶርጒሙ ኣሎ። ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ከኣ ልዕሊ 40ሽሕ ሓረጋት ተቶርጒሙ ኣሎ። ንእግረ መንገደይ ብዛዕባ Google
Crowdsource ትንክፍ ኣቢለ ሓሊፈዮ ኣለኹ። Subscribe, Like, Comment & Share ኣይትረስዑ።
Subscribe to:
Post Comments (Atom)
Ting: ቻይናውያን ብዛዕባ ምስማዕ እንታይ ይብሉ
ምስማዕ ስነ-ፍልጠት ጥራይ ዘይኮነ እንተላይ ጥበብ እዩ። ኣብ ዘመናዊ ስነ-ሓሳብ መሪሕነት leadership ምስማዕ ወሳኒ ባእታ ምኳኑ`ዩ ዝግለጽ። ናይዚ ግዜ ኣካየድቲ ዓበይቲ ትካላትን ፖለቲከኛታትን ከመይ ጌርካ ትሰምዕ ኣ...
-
ኣብ ጉግል ክሳብ ሕጂ ከባቢ 340ሽሕ ቃላት ናይ ቋንቋ ትግርኛ ጥራይ’ዩ ኣትዩ ዘሎ። እዚ ድማ ምስ ሃብቲን ዕምቆትን` ዚ ቋንቋ ርኢኻ ኣዝዩ ውሑድ`ዩ። ኣብ መወዳእታ ናይዛ ሒዝናያ ዘሎና ዓመት፣ እዚ ብዝሒ ናብ 600ሽሕ...
-
ቃዛ ክበሃል እንከሎ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ከተማ ኣስመራ ንዝርከብ ኣከባቢ ‘ዩ ዝውክል። እዚ ንኣባሻውል፡ ገዛ ብርሃኑ፡ ሓድሽ ዓዲ፡ ጨርሒን ገዛ ማንዳ ሓበሻን ዘጠቓልል ገዛውቲ መጀመርያ ብ ዞባ 7 ‘ዩ ዝጽዋዕ ነይሩ። ካ...
-
ንክትኣምኖ ዘጸግም ሕማቕ ስማዕ፡ ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ፡ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ! ስነ-ስርዓት ቀብሪ ስነ-ጥበባዊ ዮናታን ዱላ፡ ንሰኑይ ዕለት 5 ሰዓት 4፡00 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ መቓብር ሓርበኛታት ጸጸራት ኣስመራ ...
-
ህቡብ ኣመሪካዊ ተዋሳኢ ጆኒ-ደፕ ብበዓልቲ ቤቱ ነበር ኣምበር ሀርድ ዝተመስረተሉ ጸለመ ንክመልስ ሽዱሽተ ዓመታት ኣብ ቤት-ፍርዲ ክመላለስ ከምዘሕለፎ ይፍለጥ። ቅድሚ ሒደት መዓልታት ኣብ ዝተበየነ ፍርዲ ከኣ ካብ ኩሉ ክ...
-
ስደት ምስቲ ዘለዎ ስነ-ኣእምሮኣዊ ነውጺ፣ ከቢድ ፈተነ ሂወት ምዃኑ ኩሉ ዝኣምነሉ ሓቂ`ዩ። ኣብ ስደት እቲ ቀዳማይ ዘጥቃዓኻ ነገር እንተሃልዩ ጽምዋ`ዩ። ጽምዋ ብዙሕ እዩ ዓይነቱ፣ ሓደ ሓደ ግዜ ብሰብ ተኸቢብካ ክነስኻ ጽም...
-
I ’ ve never thought for the life of me that I would live here in Paris. The thing is that in one of my classes back at the unive...
-
እንቋዕ ናብ በዓል ቅዱስ የውሃንስ ኣብቀዓና !! ቋንቋ ትግርኛ ኣብ ጉግል ምእታው እቲ ቀዳማይ ዕላማ ናይዚ ሓይሊ ዕማም ነይሩ፣ ሳላ ተሳትፎ ህዝቢ ድማ ኣብ ዓወት በጺሑ። ሕጂ ድማ ናብ ካልኣይ ምዕራፍ ንሰጋገር ኣሎና። ...
-
ፍርነት ናይ ስነ-ኣእምሮ ሕማም`ዩ ኢለ`የ ዝኣምን። ምኽንያቱ ሓደ ፋራ ዘንጸባርቐን ቀዳሞት ባህርያት ምስ ንዕዘብ ርእሰ-ተኣማንነት ምጥፋእን ነብሰ-ምትሓትን እየን። እዚኦም ዓይነት ሰባት ከም ከውሊ ባህሊ ኣቦታትና ዘኽብሩ ...
No comments:
Post a Comment