Saturday, January 7, 2023

Maria Carey ካብ ‘’All I want for Christmas is you’’ እትብል ንጽል ደርፋ ጥራይ 6.16ሚልዮን ዶላር ኣታዊታት ትገብር

ማርያ ኬሪ ሓንቲ ካብ ዓበይቲ ናይ ኣር’ንቢ ዝዓይነቱ ቅዲ ሙዚቃ ደራፊት እያ። እዛ 52 ዕድመ ገይራ ዘላ መልክዐኛ ስነ-ጥበበኛ--ካብ ኣዝየን ህቡባትን ጸለውቲን ደቂ ኣንስትዮ ዓለም`ያ። ወናኒት 340 ሚልዮን ውን’ያ።

ቅድሚ 31 ዓመት ኣቢሉ “All I Want for Christmas Is You,” እትብል ንጽል ደርፊ ናብ ናብ እዝኒ ሰማዕቲ ኣቢላ። እዛ ናይ በዓል ልደት ደርፊ ናብ ትግርኛ ክትትርጎም እንከላ፣ ‘’ ንበዓል ልደት ዘድልየኒ ንስኻ ጥራይ ኢኻ።’’ ምተተርጎመት።

እዛ ወናኒት ሓያል ድምጺ ካብዛ ንጽል ደርፊ 6.16 ሚልዮን ኣታዊታት ገይራ። 823 ሚልዮን Streams/ ብኢንተርነት ክትስማዕእንከላ.። ኣብ 2021 ጥራይ 94 ሽሕ ግዜ  ሰብ ኣውሪድዋ/download ኮይና።

Maria Carey 


No comments:

Post a Comment

ፍርቂ ዓመት በጺሕና፣ 2023 ግን ናበይ እያ ትጎዪ ዘላ

ወርሒ ሰነ ምጅማር ወቕተ- ሓጋይ እያ እተመልክት፣ ውዑይ መንፈስን ኣወንታዊ ድባብን ዝመልአ ሃዋሁ ውን`ያ ተንጸባርቕ ። ብርግጽ ሰነ ፍሉይ ጽባቐን ስሕበትን ሒዛ እያ እትመጽእ ። ኣብ ብዙሕ ክ...