Sunday, April 16, 2023

ርሑስ በዓል ትንሳኤ ንስድራይ ፈተውተይ ከምኡ ውን ኩሉኹም ምእመናን!

 በብዘለናዮ ነዚ ቅዱስ በዓል ብሓጎስ ክንጽንብሎ ክንህሉ በዓል ምሉእ ተስፋ`የ። በዓል ትንሳኤ ኣብ ወቕተ ጽድያ ስለ እትበዓል ጥዑም ኩነታት ኣየርን ዝዝምራ ኣዕዋፍን ዝወቀበት`ያ፣ ናይ ብሓቂ ከኣ ሰላም ዝዓሰላ መዓልቲ ምኳና ብግሆኡ እያ ትፍለጠካ!!

ንዓመታ ከምዚ እዋን ምስ ንፈትዎም ስድራና ነብዕላ ይግበረልና!!እቶም ኣብ ሱዳን ዘለኹም ኤርትራውያን ኣሕዋትና ኣብ ጸሎትና ኣይንረሳዓዮም።

ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልና!

Happy Easter to my family and friends!

I hope everyone has had a chance to enjoy this beautiful day. The sun is shining, and the birds are singing, giving us all a feeling of peace and joy. I'm very grateful to have all of you in my life and I am looking forward to many more years of celebrating together! May your Easter be filled with lots of special moments and memorable memories that last a lifetime! 

Also, remember that there are Eritreans living in Sudan currently because of the ongoing Harish conflict. Let's continue to ask God to protect them.

 

 

 

No comments:

Post a Comment

ፍርቂ ዓመት በጺሕና፣ 2023 ግን ናበይ እያ ትጎዪ ዘላ

ወርሒ ሰነ ምጅማር ወቕተ- ሓጋይ እያ እተመልክት፣ ውዑይ መንፈስን ኣወንታዊ ድባብን ዝመልአ ሃዋሁ ውን`ያ ተንጸባርቕ ። ብርግጽ ሰነ ፍሉይ ጽባቐን ስሕበትን ሒዛ እያ እትመጽእ ። ኣብ ብዙሕ ክ...