ሎሚ መዓልቲ ነተን ዘዕበያና፣ ዝመርሓና፣ ቅድመ ኩነት ዘይብሉ ፍቕሪ ዝለገሳልና ፍሉያት ፍጡራት እንዝክረላ መዓልቲ’ያ። ሎሚ 14 ግንቦት ኣዴታት ኣብ ህይወትና ዘሕደራኦ ዓሚቝ ጽልዋ፡ ደው ኢልና እነስተንትነሉ፡ ከምኡ’ውን ነቲ ዘንጸባርቓኦ ርእሰ-ምትእምማንን ደረት ኣልቦ ርህራሄን ዓሚቝ ኣድናቖትና እንገልጸሉ መዓልቲ እዩ። ኣብዛ መዓልቲ ንናይ ስጋ ኣዴታትና ጥራይ ዘይኮነስ ነተን ተራ ኣደነት ብዝተፈላለየ መልክዕ ዝሓቖፋ ፍሉያት ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ እነመስግነላን ንዝክረላን መዓልቲ`’ያ።
Sunday, May 14, 2023
ሎሚ መዓልቲ ኣደታት’ዩ፣ ኤርትራዊት ኣደ ከኣ ሕልፊ ኣለዋ !
Subscribe to:
Post Comments (Atom)
እቲ ናይ ሕያውነት ሕንቅልሕንቅሊተይ፡ ልግስኻ ንመን ይግብኦ?
ሕያውነት፣ ሰብ ክህልዎ ካብ ዝኽእል ብሉጽ ባህርያት ሓደ እዩ። ሕያውነት እንተሃልዩ ልግሲን ሓልዮትን ውን ኣሎ ማለት እዩ። ግን ሕያውነት ኢልካ ብድብድቡ ክትዛረበሉ ኣዝዩ ከቢድ እዩ። ...
-
ኣብቲ ሕሱም ግዜ መግዛእቲን ኲናትን፡ ተስፋ ዘይቆርጻን ተቢዐን ዘትብዓን ብራኢኤን ድማ እዛ ንጹህ ኣየር እነተንፍሰላ ሃገርና ኤርትራ ኣብ ኢድ ዋናታታ ክትኣቱ ኣደታትና፡ ተጋዲለን ዘጋደላ ጀጋኑ፡ መሃይምነት ኣጥ...
-
ፍርነት ናይ ስነ-ኣእምሮ ሕማም`ዩ ኢለ`የ ዝኣምን። ምኽንያቱ ሓደ ፋራ ዘንጸባርቐን ቀዳሞት ባህርያት ምስ ንዕዘብ ርእሰ-ተኣማንነት ምጥፋእን ነብሰ-ምትሓትን እየን። እዚኦም ዓይነት ሰባት ከም ከውሊ ባህሊ ኣቦታትና ዘኽብሩ ...
-
ኣንበሳ ምስ ኣረገ ድሕሪ ደጊም ክሃድን፡ ክቐትል ወይ ክከላኸል ኣይክእልን እዩ። ክሳብ ዝደክም ይግዕርን ይጉረምረምን፣ ግን ከምዚ ንርእዮ ዘሎና ብዕስለ ኣዛብእ ተኸቢቡ፣ ክንክስን ክብላዕን እዩ። ...
-
Today, I stand before you with a heavy heart, filled with deep concern for the ongoing conflicts plaguing our Eritrean community, particular...
-
ቃዛ ክበሃል እንከሎ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ከተማ ኣስመራ ንዝርከብ ኣከባቢ ‘ዩ ዝውክል። እዚ ንኣባሻውል፡ ገዛ ብርሃኑ፡ ሓድሽ ዓዲ፡ ጨርሒን ገዛ ማንዳ ሓበሻን ዘጠቓልል ገዛውቲ መጀመርያ ብ ዞባ 7 ‘ዩ ዝጽዋዕ ነይሩ። ካ...
-
Nipsey Hussle with Lauren London “ ፈጺምና ተኻቲዕና ወይ ተባኢስና ኣይንፈልጥን። ኣነ ግን ሓደ ሓደ ግዜ ጽልልቲ ` የ ዝቕየር ነይረ፣ ኣብ ከምዚ ህሞታት ...
-
ዶክተር ክብርኣብ፥ ዓቢ ዝና ዘጥረየት ባቢሎን ዘርእስታ ፊልም ዝርከቦ፣ ባቢሎን ዳግማይ ፈተነን ዝኣመሰላ ብቑጽሪ ብርክት ዝበላ መጻሕፍቲ ዝደረሰ ውፉይ ዜጋ'ዩ ኔሩ። ስነ ስርዓት ቀብሪ ዶክተር ክብራኣብ ጽባሕ 28 ነሓ...
-
ንክትኣምኖ ዘጸግም ሕማቕ ስማዕ፡ ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ፡ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ! ስነ-ስርዓት ቀብሪ ስነ-ጥበባዊ ዮናታን ዱላ፡ ንሰኑይ ዕለት 5 ሰዓት 4፡00 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ መቓብር ሓርበኛታት ጸጸራት ኣስመራ ...
No comments:
Post a Comment