Monday, June 12, 2023

Here we go Again: Eritrea is making headlines: ኣደናቒ ናይ መድረኽ ዓወት ቢኒያም ግርማይ ኣብ ቱር ስዊዝ what a performance from Biniam!


Here we go Again: Eritrea is making headlines what a performance from Biniam!

Eritrean cycling is considered the best in Africa, and its cyclists have made a name for themselves on the international stage. Eritrean cyclist Biniam Girmay's recent win of the African Cyclist of the Year 2022 award and today’s Biniam Girmay’s Win on the Swiss tour win is a testament to the country's dominance in the sport. Eritrea has a rich cycling history dating back nearly a hundred years, and tens of thousands of people gather to watch the annual Tour of Eritrea, which is considered the most prestigious cycling race in Africa. The country's success in cycling can be attributed in part to its favorable terrain, which features steep hills and mountains that make for challenging but rewarding rides. Additionally, the Eritrean government has invested heavily in the sport, building cycling academies and providing support to its athletes. All in all, Eritrea's cycling prowess is a source of pride for the country and its people.

 ኣደናቒ ናይ መድረኽ ዓወት ቢኒያም ግርማይ ኣብ ቱር ስዊዝ 

ናይ ኤርትራ ቅድድም ብሽክለታ ኣብ ኣፍሪቃ ከም ዝበለጸ ዝቑጸር ኮይኑ፡ ተቐዳደምቲ ብሽክለታኣ ድማ ኣብ ኣህጉራዊ


መድረኽ ስሞም ወትሩ ምስ ተላዕለ`ዩ። ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ቢንያም ግርማይ ኣብዚ ቀረባ እዋን ብሉጽ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ኣፍሪቃ 2022 . ተሰይሙ ሎሚ ከኣ ደጊሙ ታሪኽ ሰሪሑ። ኣብ ቱር ስዊዝ ናይ መድረኽ ዓወት  ተጎናጺፉ። ኤርትራ ዳርጋ ሚእቲ ዓመት ዝጸንሐ ሃብታም ታሪኽ ቅድድም ብሽክለታ ዘለዋ ኮይና፡ ዓሰርተታት ሰዓብቲ ዘለዎ ዓመታዊ ዝካየድ ዙር ኤርትራን ቻምፕዮን ኤርትራን ተካይድ። ቅርጺ መሬት ኤርትራ ንቅድድም ብሽክለታ ኣዝዩ ምጹእ`ዩ። ምኽንያቱ በዳህቲ ዓቐበ ቁልቁላት ስለ ዘለዎ። ብተወሳኺ መንግስቲ ኤርትራ ኣብዚ ስፖርት ብዙሕ ወፍሪ ብምግባር ኣካዳሚታት ቅድድም ብሽክለታ ብምህናጽን ንኣትሌታቱ ኣብ ምሃብን ይርከብ፣ ምስ ዓቕሚ ናይ ተወዳደርቲ ርኢኻ ግን ኣዝዩ ትሑት`ዩ። ኤርትራ ኣብ ብሽክለታ ዘለዋ ብቕዓት ንህዝባ ሓበን ኢዩ።

  

No comments:

Post a Comment

ኣርኣያ ክንከውን ግዴታ ኩላትና`ዩ

ንመንእሰይ ወለዶ ንንኡሳት ኣሕዋቱ ኣርኣያ ክንከውን ይግባእ። ምኽንያቱ ኣብ ክንዲ ነቲ እንዛረቦ ዝሰምዑ ንሕና እንገብሮ እዮም ዝደግሙ፣ ንነፍሲ ወከፍ ምንቅስቓስና ከኣ ብደቂቕ ይከታተልዎ። ኣብ ...