Sunday, November 26, 2023
ኣብርሃም ኣፈወርቂ
ድምጹ፡ ውሕጅ ናይ ዓሞቕቲ ኖታታት ሙዚቃ`ዩ፡ ንሰማዕቲ ደርፊታቱ ናብ ዘይርአ ዓውድታት ሂወት ናይ ምጉዕዓዝ ሓይሊ ነበሮ። ነፍሲ ወከፍ ሕደማ ደርፊታቱ፡ ፍቕርን ግዜ ዘይስዕሮ ቃልሲ መንፈስ ወዲ ሰብን ዝፍትሽ`ዩ።
ኣብራሃም ኣፈወርቂ ንጉስ መድረኽ`ዩ፣ ህላወኡ ማግኔታዊ’ዩ። እዚ ሓይሊ’ዚ ነተን ጸላእቲ ህዝቡን ወገኑን ዝነበራ ልብታት እውን ከይተረፉ ንህርመት ዜማታቱ ኢደን ክህባ ገይሩ`ዩ።
ኣብራሃም ደራፊ ጥራይ ኣይኮነን፤ ብድምጹ ውን ቕብኣ ይቐብእ እዩ ዝነበረ፡ ንሰማዕቱ ድሕሪ ናይ መወዳእታ ህርመት ናይ ሓንቲ ደርፉ፣ ነዊሕ ኣብ ኣየር ዝጸንሐ ናይ ስምዒታት ስእሊ ከም ዝረኣዮም ይገብር..
Subscribe to:
Post Comments (Atom)
እቲ ናይ ሕያውነት ሕንቅልሕንቅሊተይ፡ ልግስኻ ንመን ይግብኦ?
ሕያውነት፣ ሰብ ክህልዎ ካብ ዝኽእል ብሉጽ ባህርያት ሓደ እዩ። ሕያውነት እንተሃልዩ ልግሲን ሓልዮትን ውን ኣሎ ማለት እዩ። ግን ሕያውነት ኢልካ ብድብድቡ ክትዛረበሉ ኣዝዩ ከቢድ እዩ። ...
-
Today, I stand before you with a heavy heart, filled with deep concern for the ongoing conflicts plaguing our Eritrean community, particular...
-
ኣብቲ ሕሱም ግዜ መግዛእቲን ኲናትን፡ ተስፋ ዘይቆርጻን ተቢዐን ዘትብዓን ብራኢኤን ድማ እዛ ንጹህ ኣየር እነተንፍሰላ ሃገርና ኤርትራ ኣብ ኢድ ዋናታታ ክትኣቱ ኣደታትና፡ ተጋዲለን ዘጋደላ ጀጋኑ፡ መሃይምነት ኣጥ...
-
ኣንበሳ ምስ ኣረገ ድሕሪ ደጊም ክሃድን፡ ክቐትል ወይ ክከላኸል ኣይክእልን እዩ። ክሳብ ዝደክም ይግዕርን ይጉረምረምን፣ ግን ከምዚ ንርእዮ ዘሎና ብዕስለ ኣዛብእ ተኸቢቡ፣ ክንክስን ክብላዕን እዩ። ...
-
ፍርነት ናይ ስነ-ኣእምሮ ሕማም`ዩ ኢለ`የ ዝኣምን። ምኽንያቱ ሓደ ፋራ ዘንጸባርቐን ቀዳሞት ባህርያት ምስ ንዕዘብ ርእሰ-ተኣማንነት ምጥፋእን ነብሰ-ምትሓትን እየን። እዚኦም ዓይነት ሰባት ከም ከውሊ ባህሊ ኣቦታትና ዘኽብሩ ...
-
Nipsey Hussle with Lauren London “ ፈጺምና ተኻቲዕና ወይ ተባኢስና ኣይንፈልጥን። ኣነ ግን ሓደ ሓደ ግዜ ጽልልቲ ` የ ዝቕየር ነይረ፣ ኣብ ከምዚ ህሞታት ...
-
ቃዛ ክበሃል እንከሎ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ከተማ ኣስመራ ንዝርከብ ኣከባቢ ‘ዩ ዝውክል። እዚ ንኣባሻውል፡ ገዛ ብርሃኑ፡ ሓድሽ ዓዲ፡ ጨርሒን ገዛ ማንዳ ሓበሻን ዘጠቓልል ገዛውቲ መጀመርያ ብ ዞባ 7 ‘ዩ ዝጽዋዕ ነይሩ። ካ...
-
ዶክተር ክብርኣብ፥ ዓቢ ዝና ዘጥረየት ባቢሎን ዘርእስታ ፊልም ዝርከቦ፣ ባቢሎን ዳግማይ ፈተነን ዝኣመሰላ ብቑጽሪ ብርክት ዝበላ መጻሕፍቲ ዝደረሰ ውፉይ ዜጋ'ዩ ኔሩ። ስነ ስርዓት ቀብሪ ዶክተር ክብራኣብ ጽባሕ 28 ነሓ...
-
ንክትኣምኖ ዘጸግም ሕማቕ ስማዕ፡ ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ፡ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ! ስነ-ስርዓት ቀብሪ ስነ-ጥበባዊ ዮናታን ዱላ፡ ንሰኑይ ዕለት 5 ሰዓት 4፡00 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ መቓብር ሓርበኛታት ጸጸራት ኣስመራ ...
No comments:
Post a Comment