Thursday, November 23, 2023

ምስ Hephzibah Akinwale ዝተባህለት ጓል 10 ዓመት እንግሊዛዊት ደራሲት ከላልየኩም

Hephzibah Akinwale

እዛ ጓል10 ዓመት ደራሲት፣ ንህጻናት እትኸውን ዝነውሐት ልቢ ወለድ ብምድራስ ስማ ኣብ መዝገብ ክብረወሰን ከተስፍር በቒዓ። እዛ ክሮኒክስ ኦፍ ታይም ኪፐርስ: ዊስክድ ኣወይ እትብል መጽሓፋ፡ Chronicles of The Time Keepers: Whisked Away, boasts a whopping 58,000 ቃላት ዝሓዘት እያ።

ኣብዛ መጽሓፍ፡ ኣኪንዋለ እትበሃል ገጸ ባህርይ ኣላ:: ዘሰምብድ ሕልሚ ከሸግራን ካብ ክውንነት ርሒቓ ኣብ ሕልሚ ክትነብር እትጅምርን ገጸ ባህርይ ተዘንቱ::

ሄፍዚባ ኣብ 10 ዓመት ዕድሚኣ: ልዕሊ 58 ሽሕ ቃላት ዝሓዘ ልብ-ወለድ ዝጸሓፈት ዝነኣሰ ደራሲት ኮይና ወትሩ ክትዝከር':: ኣዲኣ ቺካ ኣኪንዋለ፡ ጓላ ዘመዝገበቶ ዓወት ንብጾታ መንእሰያት ጸለምቲ ኣዋልድ ዓቢ ኣብነት ክኸውን' ትብል::

No comments:

Post a Comment

Happy Bastille day! Vive la France!

  For a decade, France has been my cherished abode, a land that has captivated my heart with its unparalleled charm. The vibrant tapestry of...