Sunday, December 24, 2023

ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን


ወለዶና ብጥንቃቐ ዝተዳለዉ ብሉጻት ስእልታት ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝሕባእ፡  ቅንዕና ዘይብሉ ፍሽኽታ ንሓቀኛ ስምዒትን ኩነትን ዝሓብእ ናይ ምስሉይነት ዝንባለ ዘለዎ`ዩ።

ኩሉ ንድሕሪት ገዲፍና ኣብዚ እዋን በዓላት ልደትን ሓድሽ ዓመትን ንእትፈትዎም ሰባት ክትበጽሕን ብዛዕባ ጽቡቕ ሂወቶም ብሓቂ ክንሓትትን እላበው።

ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን

Within our generation, there exists a tendency towards hypocrisy, where we conceal our true selves behind carefully curated photographs, social media platforms, and insincere smiles. I implore you to reach out to your loved ones and genuinely inquire about their well-being.

Merry Christmas and Happy New Year

No comments:

Post a Comment

እቲ ናይ ሕያውነት ሕንቅልሕንቅሊተይ፡ ልግስኻ ንመን ይግብኦ?

ሕያውነት፣ ሰብ ክህልዎ ካብ ዝኽእል ብሉጽ ባህርያት ሓደ እዩ። ሕያውነት እንተሃልዩ ልግሲን ሓልዮትን ውን ኣሎ ማለት እዩ። ግን ሕያውነት ኢልካ ብድብድቡ ክትዛረበሉ ኣዝዩ ከቢድ እዩ። ...