Saturday, January 6, 2024

ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ንኩላትና

 


ንኩሉኹም ፈተውተይ ናይ ሓጎስን ሰላምን መልእኽቲ ይብጻሕኩም። ኣብዚ ግዜ እዚን ኣብ ዓመተ 2024 ንኩልኹም ኣምላኽ ክባርኸኩምን ኩሉ ድሌታትኩምን ሕልምኹምን ክውን ክኸውን እጽሊ። ኩሉ ግዜ ድማ በቲ ዘሎና በረኸት ኣስተንቲንና ንልዑል ፈጣሪ ምስጋና ነብጽሕ።

ኣብ ኩሉ መዳያት ህይወትኩም ጽቡቕ ጥዕናን ዓወትን


ብልጽግናን እምነየልኩም። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝነበረ ብድሆታትን ጸገማትን ገዲፍና ብሓድሽ ተስፋን ኣወንታዊነትን ንጎዓዝ። እዛ ሓዳስ ዓመት ንህይወትና ዘሀብትሙ ሓድሽ ዕድላትን ተመኩሮታትን ሒዛትልና መጺኣ ኣላ`ሞ ኣይንሕመቕ። ነቶም ከማና ዕድለኛታት ዘይኮኑ ድማ ንዘክር።  

ርሑስ በዓል ልደትን ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና!

No comments:

Post a Comment

Dr. Sharon: A True African Role Model on YouTube

Dr. Sharon, a distinguished Eritrean YouTuber based in South Africa, is renowned for her passionate advocacy and commitment to creating posi...