እታ ዓባይ ሰበይቲ "ዶክተር ኣይትጽውዕ ብሰላም ክድቅስ’የ ዝደሊ፡ ኢደይ ጥራይ ሓዘኒ" በለቶ። ኣፍቃሪኣ ብዛዕባ ሕሉፍ ሂወቶም ከዕልላ ጀመረ፣ ከመይ ከም ዝተራኸቡ፡ ናይ መጀመርታ ስዕመቶም ከመይ ከምዝነበረ እንዳ ኣስተንተነ ተዘኩሮኡ ገለጸላ። ኣይበኸዩን ብኣንጻሩ ፍሽኽ ደኣ በሉ። ኣብ ሂወቶም ወልሓንቲ ዘጣዕሶም ነገር ኣይነበረን፣ ሕጉሳት ደኣ እምበር። ድሕሪኡ፡ “ንዘልኣለም ከፍቅረካ እየ!” ቃላት መለሰት፣ ንሱ ውን ናይ ልቡ ከም ዘፍቅራ መለሰላ፣ ኣብ ግንባራ ከኣ ሰዓማ። ኣዒንታ ቀስ ኢለን ተዓመታ፣ ልዋም ድቃስ ውን ወሰዳ፣ ኢዱ ግን ኣይገደፈቶን። ኣብዛ ዓለም ንወዲ ሰብ ብሓቂ ኣገዳሲ ፍቕሪ እምበር ካልእ ኣይኮነን። ሰብ ናብዚ ዓለም ጥራዩ ግን ፍቕሪ ሒዙ እመጽእ፣ ክኸይድ እንከሎ ከኣ ፍቕሪ ሒዙ ይኸይድ። ገንዘብ፣ ሞያ፣ ንብረት መሳለጢ ሂወት ጥራይ እዮም። ኩሉ ኣብዛ ዓለም ገዲፍካዮ ኢኻ ትኸይድ። ኣብ ሂወት ፍቕሪ ልዕሊ ዝኾነ ነገር ኣገዳሲ እዩ..
Saturday, January 6, 2024
ፍቕሪ ክሳብ መቓብር

Subscribe to:
Post Comments (Atom)
Mekdes Woldu Shatters French Marathon Record at Barcelona
Mekdes Woldu, the French-Eritrean athlete, has made headlines by breaking a national record for France in the Barcelona Marathon, finishing ...
-
Today, I stand before you with a heavy heart, filled with deep concern for the ongoing conflicts plaguing our Eritrean community, particular...
-
ኣብቲ ሕሱም ግዜ መግዛእቲን ኲናትን፡ ተስፋ ዘይቆርጻን ተቢዐን ዘትብዓን ብራኢኤን ድማ እዛ ንጹህ ኣየር እነተንፍሰላ ሃገርና ኤርትራ ኣብ ኢድ ዋናታታ ክትኣቱ ኣደታትና፡ ተጋዲለን ዘጋደላ ጀጋኑ፡ መሃይምነት ኣጥ...
-
ኣንበሳ ምስ ኣረገ ድሕሪ ደጊም ክሃድን፡ ክቐትል ወይ ክከላኸል ኣይክእልን እዩ። ክሳብ ዝደክም ይግዕርን ይጉረምረምን፣ ግን ከምዚ ንርእዮ ዘሎና ብዕስለ ኣዛብእ ተኸቢቡ፣ ክንክስን ክብላዕን እዩ። ...
-
ፍርነት ናይ ስነ-ኣእምሮ ሕማም`ዩ ኢለ`የ ዝኣምን። ምኽንያቱ ሓደ ፋራ ዘንጸባርቐን ቀዳሞት ባህርያት ምስ ንዕዘብ ርእሰ-ተኣማንነት ምጥፋእን ነብሰ-ምትሓትን እየን። እዚኦም ዓይነት ሰባት ከም ከውሊ ባህሊ ኣቦታትና ዘኽብሩ ...
-
ዶክተር ክብርኣብ፥ ዓቢ ዝና ዘጥረየት ባቢሎን ዘርእስታ ፊልም ዝርከቦ፣ ባቢሎን ዳግማይ ፈተነን ዝኣመሰላ ብቑጽሪ ብርክት ዝበላ መጻሕፍቲ ዝደረሰ ውፉይ ዜጋ'ዩ ኔሩ። ስነ ስርዓት ቀብሪ ዶክተር ክብራኣብ ጽባሕ 28 ነሓ...
-
Nipsey Hussle with Lauren London “ ፈጺምና ተኻቲዕና ወይ ተባኢስና ኣይንፈልጥን። ኣነ ግን ሓደ ሓደ ግዜ ጽልልቲ ` የ ዝቕየር ነይረ፣ ኣብ ከምዚ ህሞታት ...
-
ቃዛ ክበሃል እንከሎ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ከተማ ኣስመራ ንዝርከብ ኣከባቢ ‘ዩ ዝውክል። እዚ ንኣባሻውል፡ ገዛ ብርሃኑ፡ ሓድሽ ዓዲ፡ ጨርሒን ገዛ ማንዳ ሓበሻን ዘጠቓልል ገዛውቲ መጀመርያ ብ ዞባ 7 ‘ዩ ዝጽዋዕ ነይሩ። ካ...
-
ንክትኣምኖ ዘጸግም ሕማቕ ስማዕ፡ ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ፡ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ! ስነ-ስርዓት ቀብሪ ስነ-ጥበባዊ ዮናታን ዱላ፡ ንሰኑይ ዕለት 5 ሰዓት 4፡00 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ መቓብር ሓርበኛታት ጸጸራት ኣስመራ ...
No comments:
Post a Comment